Yosief Tewolde

  • commented on About 2020-07-01 02:51:28 -0700
    ከም ኣብ ትዊተር (@Seber_Angle) ኣብ ብሎግ፡ (https://SeberAngle.wordpress.com)፡ ብቐጻሊ ዝብሎ፡ ኢሰያስ ሓደዩ፡ ህግደፍ ሓደዩ፡ ሓደ ንጹር ውልቀምልኪ። ብወገን ተቓወምቲ ግን፡ ብዙሓት ማሕበራት፡ ብዙሓት ሜድያታት፡ ስኒት ዘይብሉ መኻይዶ።

    ከም ርድኢተይ፡ ናይ ዝግኑፍ ኣርኣእያ መንፈስ ዝዓሰሎ ተቓዋምነት፣ ካብ መጀመርያ ኣሉታዊ መበገሲታት ናይ ጀብሃ ውን እንተኾነ፡ ንኢሰያስ ፍናን ኮይኑዎ። ክሳብ ሎሚ፡ ብሓበራ ውን ንውልቀምልኪ ናይ ምቅዋም መሰረታት ዘይምህላዉ፡ ንሰብ ኣብ ተስፋምቑራጽ ኣብጺሕዎ ይርከብ።

    ብኸምዚ ዝመስል ውዳበታት፡ ድሕሪ ኢሰያስ ውን እንተኾነ፡ ኤርትራ ከም ሃገር ብቕዓት ክህልዋ ኣይኮነን። ካብዚ ብምብጋስ፡ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ውን ትህልዎ፡ ምስ ኢትዮጵያ ምሕባር፡ እቲ እንኮ ኣማራጺዩ እብል።

  • signed up on Join 2020-07-01 02:44:14 -0700